ሎሚ ዕለት 10.03.2026 ብነህምያ ዓለምያኻዊ ሚንስትሪ ሃዶዋ ፕሮጅክት ንኣስታት ሰለስተ ኣዋርሕ ብሞያዊ ስልጠና ከስልጠኑ ዝጸንሑ 47 ተማሃሮ ንናይ ሞያ ት

Schedule

Sat, 03 Oct, 2026 at 12:00 am

UTC+03:00
Location

Ayat Adebabay (Square), +251994 Addis Ababa, Ethiopia | Addis Ababa, AA

Advertisement
ሎሚ ዕለት 10.03.2026 ብነህምያ ዓለምያኻዊ ሚንስትሪ ሃዶዋ ፕሮጅክት ንኣስታት ሰለስተ ኣዋርሕ ብሞያዊ ስልጠና ከስልጠኑ ዝጸንሑ 47 ተማሃሮ ንናይ ሞያ ትምህርቲ ኣመሪቁ። ካብቲ ዝተምሃርዎ ሞያዊ ስልጠና
1.ብናይ ልብሲ ስፍየት።
2.ብናይ ምግቢ ምድላው።
3.ብናይ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ናይ ጽጉሪ ስራሕ።
ነዚ መደብ ዝተሓባበሩ
ቤት ትምህርቲ ሞያዊ ስልጠና ዮዲት
ነህምያ ዓለምለኻዊ ሚንስትሪ
ሕብረት ኣመንቲ ወንጌል ኣያት ክፍሊ ምምሕዳር
ብዝገበርክምዎ ዕዮ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕጽፍን ድርብን በረኸቱ የሃብኩም።
ከምኡ ክኣ ተመራቆ ናይዚ ሃዶዋ ፕሮጀክት እንቛዕ ሓጐሰኩም።
ተባረኩ።
ቤ.ክ.ሕ.ኣ.ወ.ኣያት
ኣዲስ ኣበባ
መጋቢት 10.2026
Advertisement

Where is it happening?

Ayat Adebabay (Square), +251994 Addis Ababa, Ethiopia, Adebabay Cafe, Wereda 07, Ethiopia, Addis Ababa

Event Location & Nearby Stays:

Know what’s Happening Next — before everyone else does.
UGBC Ayat
Host or PublisherUGBC Ayat

Ask AI if this event suits you